ትግርኛ

Byggnad med texten No borders no nations

አንቋዕ ናብዚ ኣብ ነጻነት ናይ ኣብ ባህ ዝበለካ ቦታ ምንባር ዝኣምኑ መርበብ ሓበሬታ (ወብ ሳይት) ብደሓን መጻአኩም።   አዚ ጉጅለ መርበብ ”ዘይሕጋዊ ሰብ የለን” ብዝብል መርሆ ንኹሎም ናይ ጽግዕተኛ ጥርዓኖም ድሕሪ ምንጻግ ብዘይ ሰነድ ንምንባር ዝግደዱ ሰባት ግብራዊ ዝኾነ ሓገዝ ንምቅራብ ይሰርሕ። ንኹሎም ናብ ሽወደን ዝኣትው (ዝበጽሑ) ከምኡ’ውን ክነብሩ (ክተርፉ) ዝመርጹ፡ መሰል ቀዋሚ መንበሪ ፍቃድ ክወህቦም ይጠልብ። ዶባት ኣብ ዘይብሉ ዓለምን፡ ኣብ ዓለም ዘይሕጋዊ ሰብ የለን ዝብል ኣረኣአያ ይኣምን።